Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ክልተ ላዕለዎት ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ናይ መአረምቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሕሰት መምርሒ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ ክልተ ላዕለዎት ውልቀ ትካላት ትምህርቲ ናይ መአረምቲ ስጉምቲ ተወሲዱ።

በዓል መዚ ስልጠናን ትምህርቲን ስልጠናን ዝበፅሕሉ ሓበሬታታት ሕብረተሰብ መበገሲ ብምግባር ኣብተን ትካላት ብዘካየዶ ሃንደበታዊ ዑደት ተወሳኺ ከልተ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ (ካምፓሳት) ናይ መአረምታ ስጉምቲ ከምዝተወሰደለን ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኮሌጅ ቢዝነስን ቴክኖሎጂን ‘ሰቭን ስታር’ /ደብረ ብርሃን ካምፓስ/ን ኮሌጅ ራዳ /ደብረሲና ካምፓስ/ን ከመዝኾና ካብ ኤጀንሲ ላዕለዎት ትምህርቲን ኣግባብነት ዘለዎ ፅሬትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.