Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ)  ክሲ ተመስሪቱ።

ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቀዳማይ መጋባእያ ገበን ጉዳያት ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስቲን ኢዩ መስሪቱዎ።

እቶም ተኸሰሰቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቐሪቦም ኣለዉ።

እቶም ተጠርጠርቲ ርክብ ሬዲዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምቁራፅ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ነክበፅሕ ገይሮም ኢዮም ብዝብል ምርመራ ክግበረሎም ከምዝፀንሐ ይዝከር።

ብታሪክ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.