Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ሉእላውነት ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ብስሙር ቅልፅም ከንምክቶ ይግባእ-ዶ/ር ኢ/ር ነጋሽ ዋጌሾ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሉእላውነት ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ብስሙር ቅልፅም ከንምክቶ ይግባእ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኢ/ር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም።

እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር፥ ኣብ ሃገራዊን እዋናዊን ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ምስ ዘለዉ መራሕቲ ኣካይዶም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ መንግስቲ ሰላም ከም ኣማራፂ ብምውሳድ እንተተንቀሳቐሰ እውን ግብረ ራዕዲ ህወሓት  ኲናት ብምምራፅ ሃገር ንምብታን ንሳልሳይ ግዘ ኲናት ከምዝኸፈተ ኣፍሊጦም።

ስለዝኾነ ውሽጣዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገር ኣብ ምድሓን እቲ ኣመራርሓ ብልዑል ሓላፍነት ክሰርሕ ከመዝግባእ ተዛሪቦም።

ኣብ ልዕሊ ሉእላውነት ሃገር ዝተኸፈተ ኲናት ብስሙር ቅልፅም ከንምክቶ ይግባእ እወን ኢሎም ዶ/ር ኢ/ር ነጋሽ ዋጌሾ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.