Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልምዓት መስኖ እዚ ዓመት ኣብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት መስኖ እዚ ዓመት ኣብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ መድረኽ ምንቅስቓስ ልምዓት መስኖ ስርናይ እናተኻየደ ይርከብ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብዚ ዓመት ኣብ ሰለስተ ሚሊየን ሄክታር መሬት ብልምዓት መስኖ ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ ናብ ስራሕ ተኣቲዩ።

እዚ ድማ ኣብዚ ዓመት ብመስኖ ሓጋይ ካብ ዝለምዕ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብ1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ሓለፋ ከምዘለዎ ገሊፆም።

ብሙክታር ጣሃ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.