Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልምዓትን ሓገዝን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺረ ክቕፅል ኢየ – ጀርመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ምትሕብባር ምዓትን ድጋፍን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ኢኮኖሚን ምትሕብባር ልምዓትን ጀርመን ዩርገን ሃርት ክዝሓበሩዎ÷ ብምኽንያት ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ቁፅሮም ወሲኹ ኢዩ።

ስለዝኾነ ድማ እቲ ሚኒስትር ምስ ለገስቲ ሃገራትን ሕብረት ኣውሮፓን ብምውዳድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅ ገሊፆም።

መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሳልጦም ስራሕቲ ናይ 100 ሚሊየን ዩሮ በጀት ምትሕብባር ልምዓት ከምዝመደበ ይፍለጥ።

እቶም ኣቐባሊ ቃል÷ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ቀንዲ ዕላማና ንህዝቢ እታ ሃገር ብዝተኽኣለ መጠን ተንቀሳቒስና ምሕጋዝ ኢዩ” ምባሎም ግዜኢ ፀብጺቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.