Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሊባኖስ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 36 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ተመለስቲ ኣብታ ሃገር ዝተፈላለዩ ፀገማት ኣጋጢሙዎም ኣብ መዓስከር ኮሚኒቲ ማሕበር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ እታ ሃገር ብምዝርራብ ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ምግባር ምኽኣሉ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.