Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 80 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 80 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ፌዴሪኢ ምስ ቤት ዕዮ ኢሚግሬሽን ሊባኖስ ብምዝርራብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ብዘይሕጋዊ ሰነድ ኣብ ሊባኖስ እናነበሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ ዘሎ፡፡

ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ ኢትዮጵያውያን ኣብ መጀመርታ ዙር በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ተመዝጊቦም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ እቶም 80 ከምዝኾኑ ካብቲ ቤት ጽሕፈት ቆንስላ ዝረኸብናዮ ሓሬተሳ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.