Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህዝቢ ኣብ ዝግልገለሎም ከባቢታት ዳባት ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ መዓስከር ዓለም ጫጭ ተዘዋዊሮም

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህዝቢ ኣብ ዝግልገለሎም ከባቢታት ዳባት ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ናብ መዓስከር ዓለም ጫጭ ተዘዋዊሮም።

እቶም ስደተኛታት ካብ 13 ሓምለ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብቶም ከባቢታት ከምዝነበሩ ተገሊፁ።

ኣብቲ ምዝውዋር ስነስርዓት ኣመሓደርቲ ዞባ ሰሜን ጎንደርን ከተማ ዳባትን፣ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ስደተኛታትን ካልኦት ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ከምዝተረኸቡ ካብ ትካል ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.