Fana: At a Speed of Life!

ኣብዚ ዓመት 200 ማእኸላት መውሃቢ ኩለመዳይ ትምህርቲ ከምዝተጣየሹ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ድሌት ዘለዎም ተምሃሮ ጥጡሕ ኩነታት ንምፍጣር ኣብዚ ዓመት 200 ማእኸላት መውሀቢ ኩለመዳይ ትምህርቲ ከምዝተጣየሹ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ጉዳይ ማእኸላት ፍሉይ ሓገዝ ኣድሂቡ ንርእሳነ መማህራንን ተዘዋወርቲ መምህራንን ስልጠና ሂቡ።

ኣብ ትሑት ብርኪ ዝርከብ ተበፃሕነቱ ፍሉይ ክእለት ዘለዎም ተምሃረሮ ንምርግጋፅ ሓደሽቲ ማእኸላት ከምዝተጣየሻ ኣፍሊጡ።

ሕድሕድ ማእኸላት ክሳብ 35 ፍሉይ ክእለት ዘለዎም ተምሃሮ ከተኣናግዳ ዝኽላ ኢየን ተባሂሉ።

እዚ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ጉዱኣት ዕድመኦም ዘኣኸል ሓዊሱ ንትምሕርቲ ዝባፅሑ ኩሎም ህፃናት ናይ ምምሃር መሰሎም ንኽረጋገፅ ዝግበር ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ካብቲ ሚነሲቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.