Fana: At a Speed of Life!

ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ  ተማሪዎች ናይ ዩኒቨርሲቲ መልቀቒ ፈተና እናተውሃበ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡

ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ምሃብ ዝተጀመረ መልቀቂ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ÷ ናይዚ ዓመት ፈተና ሎሚ መዓለቲ ብማኔጅመንት፣ ጂኦሎጂን ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን ከምኡ እውን ዲቨሎፕመንት ማኔጅመንት ብመሃብ ከምዝጀመረ ተሓቢሩ፡፡

ብመርበብ ሓበሬታ ዝወሃብ ፈተና ክሳብ 19 ሰነ 2016 ዓ.ም ዝቕፅል እንትኸውን÷ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ሓደሽቲን ዳግም ንፈተና ዝቕመጡን 178 ሺሕ ተምሃሮ ከምዝፍተኑ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.