Fana: At a Speed of Life!

ኣብን ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን)ንዶክተር በለጠ ሞላ ዳግም ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲው ገይሩ መሪፁ።

ኣይተ መልካሙ ሹምዬ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ኮይኖም ተመሪፆም።

ኣብን ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ኣብ ዝፀንሐ ናይ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣኼብኡ፥ ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ እቲ ፓርቲ ከምብሓዱሽ ብምውዳብ ኣኼብኡ ከምዝዛዘመ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ፓርቲ ኣይተ ጣሂር መሓመድ ገሊፆም።

ብመሰረት እዚ፦

ዶክተር በለጠ ሞላ – ኣቦ መንበር

መልካሙ ሹምዬ – ምክትል ኣቦ መንበር

ዶክተር ደሳለኝ ጫኔ –  ሓላፊ ርክባት ወፃኢ

ዩሱፍ ኢብራሒም – ሓላፊ ጉዳያት ሕጊ

ክርስቲያን ታደለ – ሓላፊ ክፍሊ ፖሊሲን ስትራቴጂን

ጋሻው መርሻ – ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካ

ጣሂር መሓመድ – ሓላፊ ርክብ ሕዝቢ

ዶክተር ቴዎድሮስ ሃይለማርያም – ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኣብን

ሃሳቡ ተስፋየ – ሓላፊ ጉዳያት ውዳበ ገይሩ ብምምራፅ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ከምብሓዱሽ ወዲቡ።

እቲ ፓርቲ ሎሚ መዓልቲ 3ይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ባህርዳር ምክያድ ጀሚሩ ክብል ኢቢሲ ጸብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.