Fana: At a Speed of Life!

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝላታን ሚሌሲክ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ኣብ ዘኽእሉ ፕሮጀክትታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምልዛቦም ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣናእሽቱ ፕሮጀክትታት ሓፅቢ መስኖ ብዘላቕነት ምስፋሕ ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ምዝታዮም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.