Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ተወሳኺ ማዕቐብ ንምንባር ይዛተያ ኣላዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7፥ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን እትወስዶ ዘላ ስጉምቲ ደው ንክተብል ዝዓለመ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ተወሳኺ ማዕቐብ ንምንባር ኣብ ጃፓን  ሄሮሺማ ይዛተያ ኣላዋ።

እተን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስ ንግዲ ሩሲያ ማዕቓብ ናይ ምንባር ሓሳብ ከምዘለወን ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

ሃገራት ጉጅለ 7 ዝበሃላ፥ ኣሜሪካ፣ ካናዳ ፣ ጃፓን ፣ እንግሊዝ ፣ ፈረንሣይ ፣ ጀርመንን ጣሊያንን ምዃነን ይፍለጥ።

ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕበረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል፥ እተን ኣባል ሃገራት ካብ ሩስያ ዘእትውኡ ዝነበራ ነዳዲ ብምግዳፍ ካብ ህንዲ ንክጥቀማ ምክረ ሓሳብ ኣቕሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.