Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ናብ ግንባር ይዘምቱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍላም ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ ናብ ግንባር ይዘምቱ ኣለዉ።

ናብ ግንባር ንፍናው ዝተገበረሎም ኣባላት ፋኖን ሚሊሻን ሰሜን ሸዋ  ህዝቢ ሽዋ ካብ ኣቦታቱ ዝወረሶ ጀግንነት ተሓንጊጦም ዶብ ሃገር ንምኽባር ሓደራ ተቐቢሎም ኢዮም።

ሓላፊ መምርሒ ሰላምን ፀጥታን እቲ ዞባ ሀላፊ ኣይተ ዋሲሁን ብርሀኑ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቶም ኣባላት  ነቲ አሸባሪ ንምቕባርንኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሕ ዘሎ ግፍዒ ደው ንምባልን ብወነ ዘሚቶም።

ብኤልያስ ሹምዬ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.