Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይደን።

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝሳለጥ ዘሎ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፈረቓ ዓመት ይቕፅል ኣሎ።

ሎሚ ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይደን።

ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ሊግ ወ/ሮ መስከረም ኣበበ፥ እቲ ግድብ ክሳብ ዝዛዘም ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፀን ኣብ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ እዋን ክረምቲ ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን 127 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ምፍፃሙ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.