Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ጎብኒዮም።

ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ብቅድሚ ትማሊ ናብ ጅግጅጋ ምእታዎም ይዝከር፡፡

በዚ ድማ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምስላጥ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት እውን ኣንቢሩ ኢዩ፡፡

ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ምዕዛቦም ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.