Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ሸኔ ምስ ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ወረዳታት ኣንፍሎን ጋዎ ቄቤ ኣባላት ሸኔ ምስ ዝዘረፉዎ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታቶምን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ፥ እቲ ጉጅለ ዘሪፉ ካብ ዝነበረ 56 ኩንታል ቡንን 16 ዝተፈላለዩ ጠበንጃታትን ኢዩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ ዘሎ፡፡

ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ኣባላት፥ እቲ ጉጅለ ንሕብረተሰብ ኣብ ምዝራፍን ምስቓይን ከምዝተዋፈረ ብምግላፅ ኣብ ጫካ ዝተረፉ ኣባላት እቲ ጉጅለ ንኽህቡ ሓቲቶም፡፡

ሓላፊ ጣቢያ ፖሊስ ወረዳ ኣንፍሎ ሳጂን ተካልኝ ባሩ፥ ኣብቲ ከባቢ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ሕብረተሰብ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ዝገብሩዎ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ኢሎም፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.