Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት ዘኪሮም ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም  ዘኪሮም ውዒሎም።

ኣብቲ እዋን መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ፀሎት ሕሊናን ምብራህ ጥዋፍን ከምዝተገበረሎም እውን ተገሊፁ።

እቶም ኣባላት ኢዶም ናብ ኣፍ ልቦም ብምግባር ን45 ሰኮንድ ሰማእታት ከምዝዘከሩ እውን ተሓቢሩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.