Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ማህበረሰብ ዳያስፖራ ዝተረኸቡሉ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማህበረሰብ ዳያስፖራ ዝተኻፈሉሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣድስ ኣበባ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብምትኳር ክዝቲ ኢዩ።

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታት፣ ዲፕሎማሰኛታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ፍሉጣት ሰባትን ኣብቲ መድረኽ ክርከቡ ኢዮም።

ኣብ ኣፍሪካውነት ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ልዝብ ከምዝግበረሎም ትፅቢት ይግበር።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.