Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ፓርላማ ደቡብ ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም።

ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ሚኒስትር ዴኤታ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ)፥ ነቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምኻድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ታሪኻዊ ርክብ ከምዘለወን ገሊፆም።

ኣብያተ ምኽሪ ክልቲአን ሃገራት ዘለወን ልምዲ ዝለዋወጣሉ እወንታዊ ኣጋጣሚ ንክኸውን ገሊፆም።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሓባራዊ ጉዳያት በምትሕብባር ንምስራሕ ኢትዮጵያ ድልውቲ ከምዝኾነት ምብርሆም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.