Fana: At a Speed of Life!

ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም።

እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ክድገም ከምዘይብሉ ኣብቲ ስነስርዓት ተገሊፁ።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ንህልውና ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ድፋዕ ከምዝኾኑ እውን ተገሊፁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ንኢትዮጵያ ዝኸፍልዎ ዘለዉ መስዋእትነት ብምንኣስ ጎስጓስ ሓሶት ዝውዝዑ ኣካላት ካብ ዝሓለፈ ስሕተት ብምምሃር ካብ እኩይ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.