Fana: At a Speed of Life!

ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ህፃናት ናብ ኩይናት ኣገዲዱ ብምእታው ትውልዲ ንከይነብር ገበን ይፍፅም ኣሎ ተባሂኡ።

ጠበቓን በዓል ሞያ ሕጊን ዳዊት መንግስቱ፥ ኣሸባሪ ህወሓት ዓለም ለኸ መሰል ህፃናት ኮንቬሽን ብምፅራር ህፃናት ናብ ጦርነት ይዳርግ ኣሎ ኢሎም።

ነቶም ህፃናት ኣደንዛዚ እፅ ንክጥቀሙ ብምግባር ንውግእ እናሰለፈ ከቢድ ገበን ይፍፅም ሎ ኢሎም።

ህፃናት ብትምህርቲን ፍልጠትን ኣጎልቢቱ ተረከብቲ ሃገር ክኾኑ እንተገበአ እቲ ኣሸባሪ ግን ብተፃራሪ ብምፍፃሙ ኣብ ትግራይ ትውለዲ ንከይቕፅል ይሰርሕ ምህኣዉ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ እቲ ኣሸባሪ ዓለም ለኸ ትካላትን ሚዲያታትን ከውግዝኡ ከምዝግባእ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.