Fana: At a Speed of Life!

ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ።

እታ ጋንታ ትማሊ ምሸት ብጋንታ ፉልሃም ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ስዒቡ ኢዩ ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ ዘላ።

ጄራርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ጥቅምቲ 2021 ናብ ቪላ ፓርክ ብምምፃእ ንጋንታ ኣስቶንቪላ ምስልጣን ዝጀመረ እንትኸውን÷ ኣብቲ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እታ ጋንታ መበል 11 ደረጃ ሒዛ ዛዚማ ነይራ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.