Fana: At a Speed of Life!

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን25 ተፃወትቲ ፃውዒት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ኢትዮጵያ ብኣሳዳእነት ካሜሩን ንዝካየድ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ማዳጋስካርን ኮትዲቯርን ንዘለዋ ፀዋታ ን25 ተፃትቲ ፃውዒት ገይሮም፡፡

ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ማዳጋስካር መዘነኣ 15 መጋቢት 2013 ዓ.ም ኣብ ስታዲይም ባህርዳር ክትፃወት ኢያ፡፡

21 መጋቢት ድማ ኣብ ኣቢጃን ምስ ኮትዲቧር መዘነኣ ክትፃወት ኢያ፡፡

እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ካብ 4 መጋቢት ጀሚራ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ምድላዋ ክትጅምር ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ፃውዒት ዝተገበረሎም ተፃወትቲ፡-

  1. ተክለማሪያም ሻንቆ – ኢትዮጵያ ቡና
  2. ጀማል ጣሰው – ወልቂጤ ከተማ
  3. ፍሬው ጌታሁን – ድሬዳዋ ከተማ
  4. ምንተስኖት ኣሉ – ሰበታ ከተማ
  5. ኣስቻለው ታመነ – ቅዱስ ጊዮርጊስ
  6. ቶማስ ስምረቱ – ወልቂጤ ከተማ
  7. ያሬድ ባዬ – ፋሲል ከነማ
  8. መናፍ ኣወል – ባህር ዳር ከተማ
  9. ረመዳን የሱፍ – ወልቂጤ ከተማ
  10. ሱሌማን ሃሚድ – ሃዲያ ሆሳዕና
  11. ኣስራት ቱንጆ – ኢትዮጵያ ቡና
  12. ጋዲሳ መብራቴ – ቅዱስ ጊዮርጊስ
  13. ኣማኑኤል ዮሃንስ – ኢትዮጵያ ቡና
  14. ኣብዱከሪም ወርቁ – ወልቂጤ ከተማ
  15. ፍፁም ኣለሙ – ባህርዳር ከተማ
  16. ሃብታሙ ተከስተ – ፋሲል ከነማ
  17. ሽመልስ በቀለ – መስር ኣል ቃዲስ
  18. ሃይደር ሽረፋ – ቅዱስ ጊዮርጊስ
  19. መሱድ መሓመድ – ሰበታ ከተማ
  20. ሽመክት ጉግሳ – ፋሲል ከነማ
  21. ሱራፌል ዳኛቸው — ፋሲል ከነማ
  22. ጌታነህ ከበደ – ቅዱስ ጊዮርጊስ
  23. ኣማኑኤል ገ/ሚካኤል— ቅዱስ ጊዮርጊስ
  24. ኣቡበከር ናስር — ኢትዮጵያ ቡና
  25. ሙጂብ ቃሲም – ፋሲል ከነማ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.