Fana: At a Speed of Life!

ኣርጀንቲና ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ብምዕዋት ሻምፒዮና 2024 ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ዘሰናደአቶ መበል  48 ፀወታ ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ኣርጀንቲና ንኮሎምቢያ ብምስዓር ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ተዓዊታ።

ላውታሮ ማርቲነዝ ኣብ መበል 112 ደቒቓ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ፥ ኣርጀንቲና ኣብ ልዕሊ ኮሎምቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢዩ ንመበል 16 ግዜ ሻምፒዮና ኮይና።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.