Fana: At a Speed of Life!

ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርኣያ ርህራሀ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዶክተር ኣበበች ጎበና ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላየን ኣዚዩ ኣሐዚኑኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንቤተሰብ፣ ፈተውቲን ካልኦት አካላትን ካብ ልቢ ምፅንዕናዕ ምምንዮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.