Fana: At a Speed of Life!

ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ሎሚ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካይድ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 10 ምስ ቼልሲ ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ብዝገበሮም ፀወታታት 55 ነጥቢ ብምውህላል ካብ ሊቨርፑል ቀፂሉ ኣብ መበል ካልኣይ ደረጃ ከምዝርከብ ይፍለጥ።
ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት፥ ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ፉልሀምን ክጋጠም ኢዩ።
ምሽት ሰዓት 4 ድማ፥ ሌስተር ሲቲ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድን ከምዝጋጠም እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ።
ብወንድማገኝ ፀጋዬ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.