Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛተዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ፍፁም ኣረጋ ምስ ኣባላት ቦርድ ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኦታዋ ተዛቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ምስቶም ኣባላት ቦርድ ከምዝተዛተዩን ብምግላፅ፣ እቶም ኣባላት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ንምሕጋዝ እናገበሩዎ ብዛዕባ ዝርከቡ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቦም።

ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝጀመሩዎ ስራሕ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ዘለዎም እምነት ምግላፆም ካብ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.