Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ዮናስ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያው ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ጆፍሪ ኦኒዬማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ምምይያጦም ተገሊፁ፡፡

ኣምባሳደር ዮናስ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ገለፃ ከምዝገበሩሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.