Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ነቢያት ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዛዕባ ምዝዛሙ ኣድሂቦም ገለፃ ገይሮም

#ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኣልጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ነቢያት ጌታቸው ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቶም ገለፃ ገይሮም።

እቶም ኣምባሳደር፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝተወሰደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ሃገራዊ ጉዳያትን ተተሓሒዙ ኤል ቻብ ምስ ዝተብሃለ ጋዜጣ ኣልጄሪያ ፃንሒት ገይሮም፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ገበነኛታት ሃዲንካ ምሓዝን መሊስካ ናይ ምህናፅን ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝርከቡ ኣብሪሆም፡፡

ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዙጋታት ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናተሰርሐ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም፡፡

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ካብ ዝመስረተኦ ጥንኩር ፖለቲካዊ ርክብ ብተወሳኺ ኢኮኖሚያዊ ርክበን ንምጥንኻር ዘኽእል ዓቕሚ ኣለወን ኢሎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.