Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝተላለያ ወደባት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጅቡቲ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ዝርከብ ወደብ ዳመርጆግን ኣብ ዓለም ለኸ ናፃ ንግዲ ዞባ ጅቡቲን ዑደት ኣሳሊጦም።

ካብዚ ምተወሳኺ ሓፈሻዊ ዝውውር ፍርያት ወፃኢን ኣታዊን ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደላ ኩለመዳይ ወደብ ዶራሌን ተርሚናል ኮንቴነር ዶራሌን ምዕዛቦም ሓበሬታ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣመልኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.