Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቤላሩስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ፓርቬል ቪዚያትኪ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ስሩዕ ፖለቲካዊ ዘተ ብምክያድ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲታት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን፣ ሕርሻ፣ ትምህርቲን ትራንስፖርት ኣየርን ዘለወን ርክብ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝዘተዩ እውን ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.