Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክ-ሌላ ዘቲዮም።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ዛዕባታት ምዝርራቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.