Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳን ቶም ፔሪሎ ጋርበ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታትን እዋናዊ ኩነታት ሱዳንን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ታዬ አፅቀስላሴ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ሰላም ሱዳን ንክነግስ  እትገብሮ ዝነበረት ፃዕሪ ገሊፆም።

ክልቲኦም ሓይሊታት ፀገሞም ብሰለማዊ መገዲ ብምዝርራብ ንክፈትሑ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተገበሩ እወንታዊ ፃዕሪታት ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ኣዘኻኺሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.