Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ሄንሪታ ፎር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ)ሄንሪታ ፎር ጋር ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸል መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጥያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡

ሃነፅቲ ምግቢታትን ኣቑሑት ሕክምናን ምቕራብ ኣብ ዝከኣለሉ ዛዕባ ከምዝተዛተዩ እውን ገሊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.