Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሓላፊ ኩባኒያ ሓፂነ መፂን ኢኮስ ሼል ኤችቾ ተዛቲዮም።

እቲ ኩባኒያ ካብ 2018 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ሓፂነ መፂን ከምዝተዋፈረ እቶ ሓላፊ ገሊፆም።

ናይ ምፍራይ ዓቕሙ ሙሉእ ብሙሉእ ተጠቒሙ ንከፍሪ ተወሳኺ ሓገዝ መንግስቲ ከምዘድሊዮ ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ካልኦት ሰብ ሃፍቲ ኮሪያ ናብ ኢትዮጵያ ንምስሓብ ኣብ ልምዓት ፓርክ ኢንዱስትሪ ዝዋፈሩ ኩባኒያታት ሓበሬታ ይውድብ ከምዘሎ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ዕዉት ኢንቨስትመንት ንክህሊ ብወገን መንግስቲ ድጋፍ ነክግበረሎም እቶም ሓላፊ ሓቲቶም።

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ብግደኦም÷ እቲ ኩባንያኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ማኑፋክቸሪንግ ዝተባባዕ ከምዝኾነ ምዝራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.