Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ 3ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቱርኪ ኣፍሪካ ተሳቲፎም።

ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት፣ ምክብባርን ምትእምማንን ዝተመርኮሰን እናዓበየ ዝመፅአን ርክብ ቱርኪ ኣፍሪካ ከምዘልዓሉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብቲ ጉባኤ ቱርኪ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ፣ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን መሰረተ ልምዓትን ትገብሮ ንቑሕ ተሳትፎ ንኢዶም።

ቱርኪን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን፥ ድሕሪ ኮሮና ኣብ ዓውዲታት ምዝማን ሕርሻ፣ ኢንዱስትሪያላይዜሽን፣ መሰረተ ልምዓት፣ ስግግር ቴክኖሎጂን ኣብ መመሓየሺ ፕሮግራም ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.