Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ቀፃሊ ሰኑይ 14 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከምዘካየድ ምግላፁ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

ይኹን እነበር መንግስቲ ሉእላውነት ኢትዮጵያ ንምኽባር ዝወስዶ ስጉምቲ ምክልኻል ንምፅላም፣ ክሲ ሓሶት ንምስንዛርን ከይዲ ሰላም ንምትዕንቓፍን ኣብ ለዐሊ ዝፅዕሩ ኣካላት ዝተሰመዖ ቅርታ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.