Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር መገዲ ትራንስፖርትን ድሕንነትን እስራኤል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ሚኒስትር መገዲ ትራንስፖርትን ድሕንነትን እስራኤል ሚሪ ሬጌቭ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ዘሎ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ኣድሂቦም፡፡

ምክትል ሚኒስትር ድሕንነት እስራኤል ኣይተ ጋዲ ይባርከኝ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንኽጠናኸር ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

ክልቲኦም ወገናት ማዕቐፍ ምትሕብባር ትራንስፖርት ኣየር ምንቅስቓስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንኽጠናኸር ኣብ ስምምዕነት ምብፀሖም ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ዝረኸብመናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.