Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ኳታር ሼክ ካሊፍ ቢን ጃሲም ቢን ሞሃመድ አል ታንጅ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ዘለወን መትሕብባር ኢኮኖሚ በዝበለፀ መጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ኢዩ።

ብተወሳኺ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣባላት ልኡኽ ቢዚነስ ኳታር ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ንክገብሩ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.