Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮመስበርገር ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ተዛቲየን።

ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል እናወገኖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ ሕብረት ብምትሕብባር ክስርሑ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት ዘቲዮም፡፡

ድሕሪ እቲ ዘተ ድማ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምስ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምትሕብባር ዘልመዖም ዘበናዊ ስማርት ኮርት ሩም ናይ መጋባእያ ኣዳራሻት፣ መሰረተ ልምዓት ዋይድ ኤሪያ ኔትወርክን ዳታ ሴንተርን ተዓዚበን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.