Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣቭብ ግብፂ ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱል ፈታህ  ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም።

ፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ካይሮ ዝተቐበልዎም አንትኾኑ፥ ፃንሒቶም ዕዉት ንክኸውን ተመኒዮም።

ግብፂ ምስ ሃገራት ዘለዋ ኩለመዳያዊ ርክብ ንምጥንኻር ሃህጊ ከምዘለዋ ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ 13 ሃገራት ኣምባሳደራት ሹመት ደብዳቤ ተቐቢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.