Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኲዌትን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲዬት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ሓሰን ታጁ ምስ ሓጋዚ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኲዌትን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ሱለይማን ዓሊ ሰዒድ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዊን ዛቀዕባ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ሓሰን፥ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ክልቲኣዊ ርክብን መብርሂ ሂቦም።

ብፍላይ ንብዙሓት ዜጋታት ዕድል ስራሕ ብዛዕባ ዝፈጥሩ ስምምዓት ምውፋር ሰራሕተኛ፣ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝም፣ ትምህርቲ፣ ባህሊን ካልኦት ዓውዲታትን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ኣብ ዘብላሉ ኩነታት ምልዛቦም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.