Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደራት ኣብ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም፡፡
እቶም ኣምባሳደራት፤ እቲ ፕሮጀክት ዝርከበሉ ደረጃ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘቡ እንትኾኑ÷ ከይዲ ህንፀቱ ዝምልከት መብርሂ እውን ተዋሂቡዎም።
ኣብ ፕሮጀክት ጎርጎራ ፍሰት ቱሪስት ንምስሓብን ናይ ከባቢ ፀጋ ብምጥቃም ዝተፈላለለዩ ልምዓታት ንምትግባር ከምዝተሃቀነ ይፍለጥ።
ብሃብታሙ ተ/ስላሴ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.