Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደራት ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ድርድር ግድብ ህዳሰን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ (ዶ/ር)ን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሕጊ ኣምባሳደር ረታ ኣለሙ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ዝተኻየደ ተኸታታሊ ሰለስቲኣዊ ድርድር ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

እቶም ኣምባሳደራት፥ ኢትዮጵያ ኣብ ፍትሓዊን ምኽኒያታዊን ኣጠቐቕማ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዘለዋ እምነትን ኣብ መሰረታዊ መትከላት መግለፅታትን ዝጠመተ መሰላትን ግቡኣትን ኣረዲኦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.