Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ከምትቕፅል ገሊፃ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ብትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣትዉ ክታበታት ኮቪድ-19 ብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንኽበፅሕ ክንገብር ኢና ኢሉ፡፡

ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ዝርከቡ ወረዳታት ብዝነበረ ኲናት መሰረተ ልምዓታት ሕክምና ጉድኣት ከምዝበፅሖም እቲ ኤምባሲ ገሊፁ።

ዝዓነዉን ዝተዘረፉን ትካላት ጥዕና ናውቲ ሕክምናን መሰረተ ልምዓታትን ካብ ምምላእ ብተወሳኺ ኣብ ኩለን ክልላት መዝሐሊ ኣልትራ ኮልድ ቼይን (ክታበት ፋይዘር ንምጉዕዓዝን ንምኽዛንን ዘድልዩ) ብምግጣም ሓገዝ ገይሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.