Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባ ዘንበረቶ ማዕቀብ ንግዲ ንክተልዕል ውሕመ ሓቲትቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባ ንዓሰርተታት ዓመታት ዘንበረቶ ማዕቀብ ንግዲ ንክተልዕል ውድብ ሕቡራት መንግሳት(ውሕመ) ሓቲትቱ።

ኩባ ንዝኸፍአ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከምዝኣተወት ብምግላፅ መፍትሒ ንክወሃቦ ኢዩ ተሓቲትቱ።

ብፀገም ሕፅረት ቀረብ ምግቢ፣ ነዳዲን መድሓኒት ተፀጊማ ከምዘላ እውን ተሓቢሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ንዝተሓተተ ምልዓት ማዕቐብ 187 ኣባል ሃገራት ውሕመ እንትድግፍኡ እስራኤልን ኣሜሪካን ድማ ተቓዊመን።

ዩክሬን ድማ ድምፀ ተኣቅቦ ከምዝገበረት ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.