Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ።

እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሚሊሻታት ኢራን ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሰራዊት ኣሜሪካ ንዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ምላሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኤፍ 15 ተዋጋእቲ ጄታት ኣሜሪካ ትማሊ ምሸት ብዝፈፀምኡ መጥቃዕቲ ኣብ ሶሪያ  ዴር ኤል ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ አሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.