Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንዩክሬን ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ጥቕሉል ወተሃደራዊ ደገፍ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ጥቕሉል ወተሃደራዊ ደገፍ ዕላዊ ገይራ።

ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ 250 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትረክብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም።

እቲ ደገፍ ፀረ ነፈርቲ፣ ሮኬት፣ 155ን 105ን ሚሊ ሜትር ተተኮስቲ፣ ፀረ ተሽከርካሪን ፀረ ታንክን፣ ልዕል 15 ሚሊየን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ኣፅዋራት ዘካተተ ከምዝኾነ ዘ ናሽናል ኒውስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.