Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው ንክተብል ቻይና ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው እንተዘይኣቢላ  ቻይና ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣፍሊጣ።

ምምሕዳር ባይደንን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ንታይዋን ንምቕራብ ሕጊ መውፅኢ ኣካል ኣሜሪካ ንምሕታት ከምዝሃቀነ ፖሊቲኮ ኣተሓሳሲቡ።

ነዚ ስዒቡ ኣፈኛ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኣሜሪካ ሊዩ ፔንግዩ ንኣሜሪካ ኣጠንቂቖም።

እቶም ኣፈኛ ትልሚ ኣሜሪካ “ፖሊሲ ሓንቲ ቻይና” ከምኡወን ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ቻይናን ዝተገበሩ ዲፕሎማሲያዊ ስምምዕነታት ዝጥሕስ ኢዩ ኢሎም።

ከምዚ ዝበለ ስምምዕነታት “ንተገንፀልቲ ዘተባብዕ ኢዩ” ፣ ኣብቲ ቀጣና ዘሎ ምስሕሓብ ዘበኣእስ ኢዩ” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.